top of page
IMG_5641_edited.jpg

EVENTS

  • ጥምቀት
    Time is TBD
    500 Terry A Francois Blvd
    እዚ ኣጋጥሚ እዚ ብክርስቶስ የሱስ ኣሚኖም ትምህርቲ ድሕነት ድሕሪ ምምሃሮም ብተምሳል ብጥምቀት፡ ምስ ሞትን ትንሳኤን ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ዝሓብሩሉ ስርዓት ቤተክርስትያን እዩ።
  • ስፖርታዊ ንጥፈታት
    Time is TBD
    Location is TBD
    ኣባላት ሽሎም ቤተክርስትያን ኣብ ዝተመደበ ናይ ምዝንጋዕ ኣጋጣሚታት ስፖርታዊ ንጥፈታት ብምስራዕ፡ ናይ ደቆተባዕትዮን ደቀስንትዮን ውድድራት የካይዱ። ንዝተዓወታት ጋንታታት ውልቀሰባትን ድማ ሽልማት ብምሃብ ንተሳታፍነት ተተባብዕ።
bottom of page